ብሎግ

ምኽርታት ንግብራዊ ፈተና

ንተግባራዊ ፈተና ዝቐርቡ ሕቶታት ብኸመይ ከም እትምልሱ ዝሕግዙ ምኽርታት። ነዚ ሊንክ ተኸታተሉ ፡ https://www.facebook.com/Prove.dk/videos/922788767768227/ ንተግባራዊ ፈተና ካብ ዝሕተቱ ሕቶታት ዝኾነ ክትምልሱ እንተዘይክኢልኩም፡ ክኢላ ፈተና ክትዝውሩ ኣይፍቀደልኩምን... እቲ ናይ ምዝዋር ፈተና ከም ዘይሓለፈ ክቑጸር እዩ። ዝኾነ ጥርጣረ ምስ ዝህልወኩም ደጊምኩም እታ ቪድዮ ርኣይዋ።

Vi bruger cookies til indsamling af statistik og til trafikmåling. Vi bruger informationen til forbedring af hjemmesiden. Ved at klikke videre, accepterer du brugen af cookies.